ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ክ/ከ/ሓድነት መኪና ቶዮታ መለዋወጢ ኣቅሑት ዝከዉን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ፣

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 11/03/2012ጀሚሩ ክሳብ ዕለት16/03/2012 ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ይቀርብ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo