ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣበ 2012 በጀት ዓመት ኣብ 2ይ ዙር ዕደጋ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ

3 መረጋገፂ ብቅዓት ፣ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት 

4 ግልጋሎት ፃንሒት ናይቲ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ልዕሊ 6 ወርሒ ከቅርብ ዝክእል

5 ሰዓረይ እቲ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉኩም መጋዓዝያ ተቅርቡ

6 ተጫረቲ ካብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 41 ካብ 10/03/2012ዓ/ም ክሳብ 18/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ሰነድ ጨረታ ብነፃ ክትወስዱ ትክእሉ

7 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ብስፒኦ ዘትሕሱን 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክትከፍሉ ትክእሉን

8 እቲ ጨረታ 19/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 5፡00 ይክፈት

9 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 48 10 35 / 03 44 48 00 11

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo