ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን ሃለቂ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቁሑት መኪና መለዋወጢ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን

1 ንዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ አብቲ ኤጀንሲ ብምክፋል ከብ 17 ሕዳር 2008 ካብ ቁፅሪ ክፍሊ 410 4ይ ደብሪ ክትወስዱ እትክእሉ

2 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ መቅረብቲ ምዝገባ ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ናይ ተወሳኬ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክር ቅዳሕን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ክፍሊት ሒሳብ ዘፈልጠሉ ቅዳሕን ምስ ሰነድ ጨረታ ሐቢሩ ምቅራብ ይግባእ

3 ንጨረታ መክብሪ ቢድ ቦንድ ብሲፒኦ ብስም ኤጀንሲ ምስፍሕፋሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበራትን ልምዓት ዕደጋን አስሪሕካ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ምትሓዝ የድሊ

4 እቲ ጨረታ 29 ሕዳር 2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶምአብ ዝተረከብሉ አብቲ አጀንሲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ዕደጋን ቁፅሪ ክፍሊ 410 4ይ ደብሪ ይክፈት

5 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብመሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

እቲ ኤጀንሲ ዝርከበሉ ቦታ አብ ሕንፃ ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን ክልል ትግራይ 4ይ ደብሪ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402965 0344412767

ቁፅሪ ፋክስ 0344402966 ወይድማ ብአካል ብምቅረብ ምሕታት ይከአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo