ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሽም ዝኮነ ብሮድ ካስትል ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን  ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/03/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ምቅራብ ይካኣል

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ቤት ማዛጋጃ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo