ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ገርሁ ስርናይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ናይ 1መፋርቅ ዓመት ናይ ኣዳራሽ ወንበር፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ዕጥቂ ስፖርት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራትን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ገርሁ ስርናይ

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ሓምለ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዲክለር ዝገብርኩም

3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

4 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ

 5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

6 መኸበሪ ጨረታ 5000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ተጫረቲ ጨረታ ሰዓሪ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ማዓልቲ እቲ ንብረት ከተቅርቡ እትክእሉ

8 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ጀሚሩ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት  ምዉሳድ ትክእሉ

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ 12/03/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ 

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 38 00 72

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo