ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና መኪና ሞዴል D22 ዓይነት መኪና ኒሳን ዝኸዉን ናይ መኪና ኣቅሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

1 ማህተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 08/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰን መቕረባይነትን ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

4 ቤት ፅ/ትና ነቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42 40 51 23 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo