ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ንዝተፈላዩ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012 ዝተሓደሰ ግብሪ 2011ዓ/ም ዝኸፈልኩም

2 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 ናይ ወርሒ መስከረም ዲክለራስዮን ዝገበርኩም

5 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

6 ጨረታ መኸበሪ 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽአል

7 ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ቀፅሪ 01 ምዉሳድ ይከኣል

8 ካብ ዕለት 05/03/2012 ጀመሩ ዝርዝር ዘርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምምላእ ቢሮ ቁፅሪ 01 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ይኣቱ

9 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብ ናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ብምሽፋን ከቅርብ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo