ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕን ንብረት ምምሕዳርን ፣ ንገዛዉቲ መሳርሒ ዝዉዕል ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ሳይክል፣ ጎማ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ

1 ናይ 2011/12 ዓም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቃን መቅረባይነትን ምስክር ወረቀትን በቲ ዘፈር ዝገልፅ ዘቅርብ

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ወይ ድማ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀተ ምስክር ዘቅርብ

4 ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011 ዓም ቫት ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ መከበሪ ዉሕስና ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ብጥረቅርሺ ከትሕዙ ንገዛዉቲ መሳርሒ  ዝዉዕል 34000.00ሽሕ ቅርሺ፣ ህንፃ መሳርሒ 2500.00 ቅርሺ ፣ ሳይክል 1000.00 ቅርሺ ፣ ጎማ መኪና 3000.00 ቅርሺ

6 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን እቲ ቤት ህንፀት በቲ ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ካብ 04/03/2012 ዓም ክሳብ 18/03/ 2012 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይመለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ማእከል ቤት ህንፀት ሽረ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 7 ምዉሳድ ይከኣል

10 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 18/03/ 2012 ዓም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ይከዉን ጨረታ 18/03/ 2012 ዓም ሰዓት 4፡15 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ይክፈት እንተዘይ ቀረቡ እዉን ከይዲ ጨረታ ካብ ምክፋቱ ኣይተኣጎጎልን :: ዝቀረበ ፖስታ ካይተከፈተ ዝምለስ ኣይህሉን

11 ተጫረቱ ዝሰዓረ ነጋዳይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናይ ስራሕ ግዜ መፂኡ ካብ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ 10 ሚእታዊ መክበሪ ብምሓዝ ዉዕሊ ክኣስረ አለዎ

12 ዝአሰሮ ንብረት ድማ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ መራገፈን ብምሽፋን ናብ ማእከል ቤት ህንፃት ሽረ ከረክብ አለዎ

13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

14 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ዝግዛእ ንብረት 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ 0344442182 / 3839 / 2289ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo