ሃገር ለከ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ኣይሱዚ ተሽከርከርቲ መካይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ሓይሊ መብራሕቲ ኢትዮጵያ ፕሮጀክት አ/አ/ኤ/አ ጨንፈር ትግራይ ክልል

1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 03/03/2012 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ  ማዓልቲ ክሳብ 25/03/2012ዓ/ም  ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 11 ህንፃ ጨርቆስ ዳዊት ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ሰነድ ክትዕድጉ ክምትክእል ንገልፅ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 68 30

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo