ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲ ግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት

1 ግብሪ እዚ ዘመን ዝከፈልኩም በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለኩም

3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መረዳእታ መቅረባይነት ዘቅርቡ

4 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩንሉን ናይ ወርሒ መስከረም 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበሩኩም

5 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 02/03/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 16/03/2012ዓ/ም  ሰዓት 11፡30 ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሬት 3000.00 ብር ንመሳርሒ ፅሕፈት5000.00 ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ሳንዱቅ ጨረታ 17/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 23 86 /03 44 45 32 28

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo