ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ማዛጋጃ ፅ/ባቀን ክ/ሰሜን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ተክሊ ብረት ሓፁር ካብ ኮንስትራክሽን ደረጃ 10 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ብፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳደዲሩ ክነስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 04/03/2012 ዓ/ም 11፡00 ሰዓት ክቀርብ ኣለዎ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት05/03/2012 ኣብ ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ይክፈት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo