ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናዉቲ ኢንድስትሪያል ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ/እምባ

1 ናይ 2011ዓ/ም ናይቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ካርድን ዝተሓደሰ መቅረባይነት

2  ናይ ቫት ሰርተፊኬት መረዳእታ ፣ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ናይ 2011ዓ/ም አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2012 ዓ/ም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::

5 መክበሪ ጨረታ 10000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 እቲ ፕሮፎርማ 01/03/2012 ዓ/ም ከሳብ 04/03/2012  ሰዓት 2:50 ይፀንሕ

7 እዚ ፕሮፎርማ 4/03/2012  ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት።

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ።

ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-470556 / 0344-470506 / 0344-470279 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo