ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ን ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት ፡መሳርሒ ህንፃ ኣቑሑትን ኤሌክትሪክ፡ ኤሌክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት: ፈርኒቸር / ናይ ቢሮ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ

ኣብዚ ንክትወዳደሩ  እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ክማልኡ ዝግቦአመ ረቀሕታት

1 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘፈር ዘለዎ::

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት/TIN/ ክተቕርቡ ትኽእሉ::

3 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ መስከረም 2008 ዓ/ም  ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ  ወይ ድክላሬሽን ክትቅርቡ ትክእሉን::

4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት/ ሰርቲፊኬት ዘለኹምን::

5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትኸፍሉ ትኽእሉ::

6 ነዚ ግለፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 ሰላሳ ብር ጥራሕ ብምኽፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ ( መሰረት ካምፓስ ) ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ 08 ካብ 14/03/ 2008ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ  ዕለት 05/04/2008 ዓ/ም ሰዓት 11:00  ብምዉሳድ አብ መወዳደሪ ሰነድኩም ዋናን ቅዳሕን ብምባል ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣበ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምአታዉ ትኽእሉ::

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኽበሪ ዋጋ ቢቢ ሎት ኣብ ዝግለፅ ሰነድ ጨረታ ዘሎ ዝዉሃብ ምካኑ ንሕብር ብሲፒኦ ብጥረገንዝብ ብባነኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ አለዎ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 06/04/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ/ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ መሰረተ-ካምፓስ  ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምምርን  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተወዳደርቲ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ አይተአጎጎልን

9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ናይቲ ዝዕደግ መጠን ክሳብ 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል ኣለዎ

11 ተወዳደርቲ እተቅርብዎ ንብረት ብቴክኒክ ማለት ዉን ፅሬት ኮሚቴ ተፈቲሹ ትክክለኛነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

እተቕርቡ  ምካንኩም::

12 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቐፅሪ 0344404592  ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምካንኩም  ንሕብር::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo