ኣብ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ዝርከብ ከየዲ ስራሕ ፅሬትን ፅባቐን 2012ዓመት ቤት ማዛጋጃ መቀለ ጋሓፍ መኪና ሚዛን ንምስራሕ ብርኪ 10 ደቀቅቲ ኣናእሽተይ ትካላት ናይ ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ክሰርሕ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ደኣንት ምስክር ወረቀት ናይ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ባት ዲክላሬሽን

2 ተጫረቲ ዝጫረቱሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ሳይት ካብ ዝተረከበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 60 ተኸታታልቲ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዘዚሞም ዘረክቡ

3 ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል ክሳብ ዕለት 12/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ከእትዉ ኣሎዎም

4 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ 12/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 16 95 ብምድዋል  ምርካብ ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo