ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

1 ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 01 /03/2012 ዓም ክሳብ 04/ 03 /2012 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝርዝር ስፐስፍኬሽን ምዉሳድ ይከኣል

2 ፕሮፎርማ ዕለት 04 /03 /2012 ዓም ሰዓ 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

3 ተወዳደርቲ ናይ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነትን ከፒ ከቅርብ አለዎም

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344408887

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo