ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ክ/ከ/ዓይደር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ግዚኢት ብፕፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ

2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 28/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 03/03/2012ዓ/ም 3፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት03/03/2012 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡30

5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342418137 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo