ማይጨዉ ለምለም ካርል ሆስፒታል አብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም አብ ዉሽጢ ንዘካየዶ ፋርማሲ ክፍሊ ምምዕርራይ ስታንዳርዱ ዝሐለወ አወሃህባ መድሓኒት ንምስራሕ ዝተፈላለዩ ናይ አልሙኒም አቁሑት ንብረት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
  2. ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን
  3. ቫት ተመዝጋቢ ዘኮነ
  4. ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ቅርሺ ብ ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
  5. ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል  ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
  6. 2 %  ዊዝ ሆልዲንግ  ክኸፍል ዝክእል::
  7. ጨረታ ኣብአየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 15 /03/ 08 ዓ/ም እስካብ 29 /03/ 08 ዓ/ም   አብ ዘሎ ናይስራሕ ሰዓት ይኸዉን::
  8. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29 /03 / 08 ዓ/ም ሰዓት 8:00  እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ 29/03/ 08  ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኣብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
  9. ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
  10. ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
  11. እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0348770023  ይደዉሉ::

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo