ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም ኣብ 2012 ዓ/ም ንሓፂር ስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ዓዲጉዶም

1 ተወዳደርቲ ናይዚ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 02/03/2012ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይግበር

3 ዕለት 02/03/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 11፡30 ድማ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 37 05 92

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo