ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፍረወይኒ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 26/02/2012ዓ/ም ክሳብ 04/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ይከውን፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470092 ምድዋል ይከኣል፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo