ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢል ቦርድ ዝልጠፍ ባነራት ከስርሕ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 25/02/2012 ዓም ጀሚሩ 30 ቅርሺ ብምክፋል ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/02/2012 ዓም ሰዓት 10:30 ይክፈት

ስልኪ ቁፅሪ 0344 400177

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo