ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ኣብ መኽዝን ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዝተኣከቡ ዘገልገሉ ንብረታት ከም ናይ ማይ ቱቦ ፣ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ

1 ሽም ፣ ኣድራሻ፣ ፌርማ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ  

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ክ/ዕ/ፋ/ም/ን  ክፍሊ ቁፅሪ 5 ክሳብ 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት  ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

3 ጨረታ ዕለት 10/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ብዘለዉዎ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ማይ ግልጋሎት ከተማ ፋፂ ዝክፈት ይከዉን፡፡

4 መኸበሪ ጨረታ 1000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ዘትሕዙ

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

6 ተወሳኪሓበሬተብስቁ 0344340220/ 0914765388 / 0914777483 ይጠይቁ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo