ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ናይ ኣብ ዝተመረፃ 9ተ ወረዳታት ንቃል ኪዳን ሶቖጣ ዲክሌሬሽን ፕሮግራም ጉጅለ መተሓባበርቲ ግልጋሎት ትዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ክትወዳደሩ ንሕብር

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

3 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/02/2012ዓ/ም ሰዓት 1፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ

4 ፕሮፎርማ 27/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo