ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቐ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ግዚኢት ብፕፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ፕሮፎርማ ሰነድ ማህተም ክግበሮ ኣለዎ

2 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

3. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 24/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/02/2012ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት27/02/2012 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00

4. ኣድራሻና

5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342418137 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo