ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2012ዓ/ም ዘበነ ት/ቲ ንቤት ትምህርትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሬት መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኒኮላስ ሮቢንስን ቤት ትምህርቲ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ እዚ ዘመን ዘለዎም

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

3 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት

4 ኣብ ቲኦቲ ወይ ቫት ምዝጉባት ኮይኖም ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቕርቡ

5መከበሪ ጨረታ ብር 2 ሚኢታዊ  ብ ሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል ኮይኑ እቲ ሲፒኦ ብሽም ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ዝተሰርሐ ኣብ ዉሽጢ እቲ ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ተዓሺጉ ይቕረብ

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 24/02/2012ዓ/ም ክሳብ 03/03/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 8፡00

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/03/2012ንጉሆ ሰዓት8፡00 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 8፡20 ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ ብር 30.00 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዘብ ምዕዳግ ይካኣል

9 ትካልና ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ

ኣድራሻና ፡- ዓዲ ሽምዱሑን ካብ ህንፃ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ንታሕታይ እትዉ ኢልካ ዩኒቨርስቲ ኮለጅ ኣድማስ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 01 38

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo