ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2012ዓ/ም ንመኪና ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ዝኮዉን መለዋወጢ ኣቁሑት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕናጣሎ ዋጅራት

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩምን

2 ናይ 2012 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዘሐስኩም

3 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት መስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም : ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ወረሓዊ ዲክለሬሽን ክተቅረቡ እትክእሉ

5 ኩሉ ፋይናንሻል ጨረታ ቅደሕን ዋናን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቀርብ ዝክእል

6 ተጫረታ ንመክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋጊፁ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ድሕሪ ቅሬታ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃለዉ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን

9 ሰነድጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ወረዳ ሕንጣሎ ዋጅራት ቢሮ ቁፅሪ 12 ከምእዉን 50 ቅርሺብምክፋል ሰነድ ጨረታ ዝርዝር ዝሐዘ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ኬዝ ቲም ዕደጋ ቁፅሪ 8 ምዉሳድ ትክእሉ

11 ኣብ ሕድሕድ ዋጋ ዝተሐተ ዋጋ ዝመልአ ሰዓሪ ይከዉን

12 ብተወሳኪ ኣብዚ ዘይተካተቱ መምርሒታት ብመምርሒ ስርዓት ዕድጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሕሉ ግዘ 60 መዓልቲ ክፀንሕ ከም ዝክእል ክንገልፅ ንፈቱ

13 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 21/02/2012 ክሳብ 08/03/2012 ዓም ምዉሳድ ትክእሉ

14 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 08/03/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይምርካብም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጎጎልን

15 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 03 44 37 02 46/09 46 88 23 54 ደዊልኩም ምሕታትትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo