ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዉሽጢ ቤት ትምህርቲ ዝርከብ ዝፈረሰ ሓፁር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ

1 በዚ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ጨረታ ዋጋ ዘቕርቡ

3 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 21/02/2012ዓ/ም ኮይኑ ዝዕፀወሉ ድማ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡15 ይክፈት፡፡

4 እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ:

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo