ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ኣብ 2012 ዓ/ም ናይዚ መን ግብሪ ዝኸፈልኩም

2 እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ ::

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ዘለኩም፤

4 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::

5 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት ካብ 19/02/2012ዓ/ም ክሳብ 24/02/2012 ዓ/ም እንትከዉን 5:00 ናይ ንጉሆ::

6 መረከቢ ሰዓት 5፡30

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪታት ስልኪ 0344-461121 ብምድዋል ይሕተቱ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo