ክፍለ ከተማ ሓድነት ትልምን ፋይናንስን ዝተፈላ ዓይነታት ዘገልገሉ ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ዝተፈላዩ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሓደስቲ ክዳዉንቲ ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑት ብጨረታ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት

1 እቲ ጨረታ ካብ 17/02/2012ዓ/ም ክሳብ 24/02/2012ዓ/ም ይኸዉን

2 ጨረታ መኸበሪ 1500.00 ከትሕዙ ይግባእ

3 እቲ ጨረታ ዕለት 24/02/ 2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉበቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ብር ብምክፋል ምግዛእ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 62 84   

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo