ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን /TIN/ : መቅረባይነት ሰርተፊኬት : VAT ተመዝገብቲ ን ባት ዲክልሬሽን ናይ ሰነ ወርሒ 2011 ዝገበረ እዚ ዝቀረበ ዲክሜንት ነኒበይኑ ኮፒ ተገይሩ ግልፂ ኮይኑ ዝረአ ክከዉን አለዎ

2 በዚ መስረት ዝተዳለወ ስፔስፌክሽን ካብ መደበኛ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ ጨረታ 17/02/2012 ጀሚሩ 50 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ስፔር 5000.00 ንባትሪ  3000 ከትሕዝ ዝኽእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/03/2012ዓም ሰዓት 3.00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 08/03/2012 ዓም ሰዓት 3.30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ሰነድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከቅርብ ዝክእል

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344403656

ናይ ጨረታ መዕፀዉን ምክፍትን በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo