ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ሓዉዜን ንዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑ መለዋወጢ፣ ናይ መኪና ጎማታትን ካላማደርያን፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን

1 በቲ ዝተጠቀሰ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2012 ዝተሓደሰ ግብሪ 2011ዓ/ም ዝኸፈልኩም

2 ቲን ካርድ መረዳእታ ዘለኩም

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክለራስዮን ዝገበርኩም

5 ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሴርትፊኬት ኣተሓሒዙ ዘቅርብ

6 ጨረታ መኸበሪ 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተመስከረሉ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽአል

7 ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሓዉዜን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ቀፅሪ 01 ምዉሳድ ይከኣል

8 ካብ ዕለት 04/02/2012 ጀመሩ ዝርዝር ዘርዝር ናይ ጨረታ ዶክሜንት ብምምላእ ቢሮ ቁፅሪ 01 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ይኣቱ

9 ናይ ሞተር ሳይክል ኣቅሑ መለዋወጢ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 19/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይክፈት ጨረታ ናይ መኪና ጎማታትን ካላማደርያን  ድማ 21/02/2012ዓ/ም ሰዓት8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይክፈት ሰነድ ጨረታ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ድማ 25/02/2012ዓ/ም 8፡00 ናይ ድ/ሰዓት ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 8፡30 ይክፈት

10 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብ ናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ብምሽፋን ከቅርብ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo