ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ን ዞባ ኣብያተ ፍርዲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ሕትመት ፣ ኣናእሽተይ ኣቁሑት ፣ ፅገና ኣቅሑት ገዛ ፣ፅገና ማሽን ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑት ገዛ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእኸል

1 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

2 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

3 ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ቅዳሕ ብምግባር ከተሓሕዙ ይግባእ

4 ግብሪ ከፋላይነት  ናይ መቅረባይነት ዝተመዝገብኩምሉ መረዳእታ ዘቅርብ

5 ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክኮን ይግባእ

6 ሰነድ ጨረታ 20 ብምክፋል ካብ ማእከላይ ኣብያተ ፍርዲ ዞባ ማእከል ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ን ካብ 13/02/2012ዓ/ም ክሳብ 03/03/2012ዓ/ም ልክዕ 11:00 ሰዓት ምእታዉ ይክእሉ

7  ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 03 /03 /2012 ዓም ሰዓት 11:10 ዝክፈተሉ ድማ 04/ 03/ 2012 ዓም ሰዓት 3:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0347753596

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo