ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ን ወረዳ ጉለመኸዳ ፣ ዛላምበሳ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ ክዳን ደንቢ ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሴ ልምዓት ዳ.ኣ.ን.ት ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ሰርተፊኬት ፣

3  ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለዎምን  ናይ ወርሒ መስከረም ሒሳብ ዘወራረዱሉ መረዳእታ   

4 ናይዚ ዘመን መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ከቅርብ ዝክእል፣

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ 13/02/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 28/02/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

6 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ንሎት 1 5000 ብር ሎት 2 6000 ብር ብሽም ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝከእሉ

 7 ተጫረቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ዘቀርቡ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 28/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

9 ተጫረቲ ዝመልኡዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ክኮዉን ኣለዎ

10 ኤጄንስና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ብቁፅሪ ስልኪ 03 42 40 63 63 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo