ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ንብረታት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ደቀቅቲ ናዉቲ፣ ስፔር ፓርት ፣ ኣዲስ ጎማ ፣ ብርጅ ስቶን ጎማ ናይ መኪና ዲኮር፣ ናይ ፔጆ ጎማ ናይ ጆሊ ጎማብሓራጅ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ክሳብ 25/02/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ብነፃ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትክእሉ

2 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ 500 ብ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከቅርብ ዝክእል

 3 ቢሮና ኮምፕሌክስ ህንፃ 4ይ ብሎክ 4ይ ፎቕ ቁፅሪ 228 ንርከብ

3 ተጫራታይ ንዝሰዓሮም ንብረት ኣብ ዉሽጢ 1ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

4 እቲ ሓራጅ ጥቅምቲ 25/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፀዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ጥቅምቲ 25/01/2012 ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚኢታዊ መከበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 05 04 ምጥቃም ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo