ዓብይ ዓዲ ቴክኒክን ሙያን ከሌጅ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ካፒታል በጀት ንዘይስሩዕ ሰልጠንቲ ግልጋሎት ዘዉዕል ኮብልስቶን መጓዓዝያ ዘጋዕዝ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓብዮ ዓዲ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ዝሓዝኩም

4 እንደርታ ወረዳ ቤት ፅሕፈት ደኣንት ቢሮ ቁፅሪ ካብ ዕለት 11/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

5 እቲ ጨረታ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ኣብቲ ዝተገለፀ ቢሮ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 46 03 23  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo