ትካልና ፍረስዉኣት ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክጫረት ዝደሊ ኣካል ካብዚ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ይግባእ

ፍረስዉኣት ኢንዳስትሪ ኃ.የተ. የግ .ማ

1 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 11/02/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/02/2012

2 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ብር እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

3 ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ብር 20000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 17/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ድማ ይክፈት

5 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ

6 ቫት ተመዝገብቲ ምኻንኩም መረጋገፂ ከቕርቡ ዝክእሉ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 09 14 03 48 20 /09 14 72 78 88 ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo