ዽምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንሰርቪስ ዝጥቀመሎም ዝተፈላለዩ ዓይንት መካይን ኣጫሪቱ ስራሕቲ ፅገና ክካይድ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትድልዩ ተጫረቲ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

1 ንፅገና መካይን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃደ ጋራዝ ዘለዎን ናይ 2005 ዓ/መ ፍቃድ ዘሕደሰን ናይ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን

2. ንጋራዝ ደረጃ 5፣4፣3 ኮይኑ ካበ ኮንስትራክሽንን መንገድ ትራንስፖርት ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርትፊኬት ዘቅርብ

3. ናይ ጨረታ ውሕስና 10% ብመልክዕ ሲ.ፒ.ኦ ወይ ድማ ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል

4. ናይ ጨረታ ዶክመንት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 30 ብምክፋል ካብ ፋይናንስ ክፍሊ ቢሮ 308 ዶክመንት ክትወስዱ ትክእሉ

5. ናይ ጨረታ ዶክመንት ብትዓሸገ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክቀርብ ኣለዎ

6. እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ን 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ብምፅናሕ ዕለት 11 ታሕሳስ 2006 ዓ/ምልክዐ ሰዓት 3 ተዓፅዩ ሰዓት 330 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ፎቅ ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ይክፈት

7. ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብክፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

8. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0434-41-0544/46 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo