ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም 2ይ ዙር ዕደጋ ንሆስፒታልና ኣጎልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ፅሬት ፣ ሸቐጣ ሸቐ¬ጥ ኣሕምልትን ፍረምረን ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ፣ ኣጎልግሎት ስፌት ዓለባ ፣ ፅገና ኤሲን ፍርጅን፣ ፅገና ኮምፒተርን ተዛመድትን፣ ደረቕ እንጀራ ብዝተፈላለዩ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሁመራ

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ከተቅርቡ እትክእሉ

4 ተመዝገበቲ ተወሳኪ እሴት ታክ ናይ ወርሒ ነሓሰ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

6 ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተፈለጠሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባልሎም መጓዓዝያ ከቅርቡ ዝክእሉ

7 መወዳሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ፌርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ ይግባእ

8 ተጨረቲ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካሕሳይ ኣበራ ሑመራ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም ቢሮ ቁፅሪ 163 ካብ 10/09/2012ዓ/ም ክሳብ 28/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 እናፃእኩም ምዉሳድ ትክአሉ

9 መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 3000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ብንረ ገንዘብ ከተትሕዙ ይካኣል

10 እቲ ጨረታ 01/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብለዉሉ ይኩን ዘየለዉሉ ይክፈት

11 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

12 ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 48 10 35 /03 44 48 00 11 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo