ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ካብ ፕሮግራም ዕብየት ሕርሻ ብዝተረኸበ በጀት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ

1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ክሳብ ዕለት 11/02/2012 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም

2 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ንግዲን ፣ ናይ ቲን መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ መቕረብቲ ምዝገባ ሰርትፊኬት

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 11/ 02/2012 ዓም ሰዓት 4:00 ይክፈት

ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 43 46/ 03 44 40 36 63

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo