ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ መቐለ ክ/ከ/ሓድነት ካሴች ኣስፋዉ ጥዕና ጣብያ ናይ ቲቢ ክፍሊታት ብብርኪ 9 ፈቃድ ደቐቕቲ ንንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ልምዓት ከተማ ከይዲ ስራሐ ከባቢያዊ ልምዓት

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተኻናተርቲ ዝተወሃበ ምዝገባ ካርድ ፣ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ መቅረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬት ፣ ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት ፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሽን ፣ ናይ ቲን ምዝገባ ካብ ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ኣፍልጦ ዘለዎ

2 ናይ ጨረታ ዉሕስና ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ናይ ገንዘብ ክፍሊት መአዘዚ ሲፒኦወይ ብጠረ ገንዘብ 8000.00 ከቅርቡ ዝክአሉ

3 ጨረታ ሰነድ ካብ 07/02/2012ዓ/ም ካብ ቢሮ ቁፅሪ 201 ዘይምለስ 50.00 ቀርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

4  ሰንዱቅ ጨረታ ክሳብ 23/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 23/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 48 41 90 18 /03 44 41 90 24 በምድዋል ምርካብ ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo