ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2008 2ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፡ሎት 2 መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናዉትን ፡ሎት 3 ኤሌክትሮነከስ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ

መምርሒ ተጫረቲ

1 ሕጋዊያን ነጋዶ ዝኾኑ ናይ ዘመን 2007 ግበሪ ዝኸፈሉን ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ  ዘሐደሱን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርቡ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ TIN ዘለዎምን VAT ተመዝገብቲ ዝኮኑን  ወርሓዊ ዲክሌሬሽን ክሳብ ናይ ሐምለ 2007 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበርሉ ማስረጃ ዘቅርብ ናይ መቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዘለዎም

3 መክበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋገፀ  CPO 3000 /ሰለስተሽሕ ብር /ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎም ንብረታት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሌጅና ዘቕርቡ እቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዋጋ መሊኦም ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ዶክመንት ዘቕርቡ

5 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 10 /03 /2008 ዓ/ም ክሳብ  ዕለት 24/ 03 /2008  ሰዓት 5:30 ኣብ ኮሌጅና ብሎክ 1 ዘይመለስ 40 ብር እናኸፈልኩም ክወስዱ ይኽእሉ

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24 /03/2008 ዓ/ም ሰዓት 6:00/ 2008 ተዓፅዩ ዝኽፈተሉ ዕለት ድማ ኣብቲ ዕለት ንሱ 24/03 /2008 ኮይኑ ድሕሪ ሰዓት ቀትሪ ሰዓት 8:00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዉያን ወኪላቶም ኣብዝተረከብሉ ይኽፈት

7 ምስቲ ሰነድ ጨረታ ተኣሲሩ ንዝወሃብ መምርሒ ተጫረቲ ሙሉእ ብሙሉእ ተግበራዊ ክገብሩ ዝኽእሉ

8 አብቲ ጨረታ ሰነድ ክሳብ 20 %ምዉሳክን ምቅናስ ከም ዝህሉ ዝተረደአ

9 ጨረታና ሕጋዊ ነጋዶ ወይ ወኪላቶም ብዘይምቅራቦም ናይ ጨረታ ምክፋት ዘይተኣጓጎል ምካኑ

10 ኮሌጅና ዘሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752538 ወይም 0914743683 /0914189509ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo