ሆስፒታል ዉቅሮ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ሆስፒታል ዉቅሮ ዝርከቡ ዘገልገሉ ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዚ ዝምልከተኩም ክትወዳደሩ ንዕድም።

ሆስፒታል ዉቅሮ

1 እቲ ሰነድ ተመሊኡ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 05/02/2012ዓ/ም እስካብ 19/02/2012ዓ/ም ይኸዉን

2 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 19/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለትን ሰዓትን 4፡00 ሰዓት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይክፈት

3 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ሆስፒታል ደ/ከ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 1 ምዉሳድ ይካኣል

4 ጨረታ መኸበሪ ብር 1000 ሽሕ ብጥረ ገንዘብ ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሻለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344430057 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo