104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ን2012 ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት 1 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሪክ 2 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክተሮኒክስ 3 መሳርሕታት ፅሕፈት 4 ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር 5 መሳርሕታት ህንፃ 6 ከምኡ ወን ዝተፈላዩ ንሰራሕተኛታት ዝዉዕል ዓብይ ኒዶ ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ

1 ተጫረቲ ናይ እዚ  ዘመን ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ዝተሓደሰ ናይ ኣቅራብነት ምዝገባ ሰርትፊኬት እና ናይ ቲን ምዝገባ መረዳእታ ከተቅርቡ ይግባእ

2 ተጫረቲ ጨረታ መኸበሪ ብር 5000 ሽሕ ናይ ገንዘብ መትሓዚ

3 ኣቅሑት ኣታዊ ዝኮነሉ ቦታ 104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ

4 እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ካብ ዕለት 05/02/2012ዓ/ም እስካብ 12/02/2012ኣብ ዘለዉ ተኸታተሊ መዓልቲ 7 መዓልትታ ዘይምለስ 30.00 ከፊሎም ምዉሳድ ይክእሉ እቲ ጨረታ ኣብ 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ብዕለት 12/02/2012ዓ/ም 8፡30 ተዓፅዩ ኣብ ዕለቱ ሰዓት 9፡30 ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 60 29 ብምድዋል ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo