ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ወ/ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ጨርቃ መርቂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ

ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቲን ናምበርን ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/02/2012ዓ/ም ክሳብ 07/02/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 07/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400403 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo