ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩሮም ዘለዉ ንብረታት ናይ ስፔር መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ/ከ/ስ/ዕ/ም/ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 06/02/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት

3 ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ግብሪ ከፋሊ፣ መፍለይ ቁፅሪ ካሊእን ኣድላይ መረዳእታ ዘቕርብ

4 እቲ ኢንተርፕራይዝ ብክፋል ይኵን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ዝበለፀ ሓበሬታ 03 44 41 67 27

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo