ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተጠቀሰ ረቃሒ ኣማሊኡ ኣብዑር ከቅርበሉ ዝኽእል ካብ ዉልቀ ይኩን ካብ ማሕበራት ኣወዳዲሩ ብምልክታ ክዕድግ ይደሊ ዕድመ ማእኸላይ ካብ 6ተ ዘይበልፅ ትሕዝቶ ሰዉነቱ ሙሉእ ጥዕና ሙሉእ ክብደቱ ልዕሊ 300 ኪግ ስጋ ምስ ዓፅሙ ስጋ ብዘይ ዓፅሙ

ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ከቅርብ ዝክእል

3 ተወዳደርቲ ጨረታ መኽበሪ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000 ብር ብሽም ማእኸል ኢንቨስትመንት ከትሕዙ ይግባእ

4 ካብ ዕለት 03/02/2012 ጀሚሩ ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

5እዚ ጨረታ 17/02/2012 ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 3፡30 ንጉሆ ኣብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0348 99 04 23 ምድዋል ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo