ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ንአብያተ ፅሕፈታት መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

                ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቆሒታት


1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልሉ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ :መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ : ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ናይ ቀረባ እዋን ሒሳብ ዘፈልጥሉ መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈትና ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምም/ር ንብረትን ካብ 7/03/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 30.00 ብምክፋል ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22/ 03 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ዕለት 22/03 /2007 ዓ/ምሰዓት  9:00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት አብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክቅርብ ዝክእል::

6 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መከፈትን በዓል እንተዊሉ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን

7 ኣድራሻና ኣጋአዚ ኦፕረሽን ህንፃ ድሕሪ እንዳማርያምቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ክፍሊ ቁፅሪ 34  

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝመሰሉ ዝተሓለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406839/ 408501 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ትኽእሉ::

 

 

 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo