ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ንቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ቢሮ ፣ ስራሕቲ ሕትመትን ፣ መኪና ስፔርን በጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ማእከል ቤት ፍርዲ ዞባ ሰሜን ምዕራብ

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን ዘቀርብ፤

2 ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዋናን ቅዳሕን ዘቀርብ ፣

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዋናን ቅደሕን ዘቅርብ፤

4 ሪፖርት ተወሳኺ እሴት ታክስ ናይ ወርሒ ነሓሰ  2011ዓ/ም ዘለዎን ዋናን ቅዳሕን ዘቅርብ፤

6 ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 8 ክትወስዱ ትኽእሉ፤

7 ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ዕለት 15/02/2012ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ 16/02/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ተጫረቲ ወይ ደማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይኽፈት።

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ፖስታ ኣብዚ ናይ ጨረታ መምርሒ ዝተቀመጠ ካልኦት ናይ ጨረታ ግቡኣትን መረዳእታን ክሳብ ዘማልአ ብካልእ እንተዘተረኸበ ውን ፖስትኦም ኣብ ጨረታ ክኸፈት ይኽእል እዩ።

9 ጨረታ መኸበሪ መጠን ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእል፤

10 ጨረታ ሰዓራይ እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ዘቀርብን

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን በሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-442541 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo