ንማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ክትወዳድር ስለዝደለየት

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ናይዚ ስራሕ ዓመት ንግዲ ፈቓድ ዘሐደሱን ናይ ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉን

2 ናይ ዝኣትዉ ዋጋ 2% ብ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

 3 ናይ ጨረታ ሰነድ መዓደጊ ዋጋ ብር 20 ከፊሎም ዝወስዱ

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕደግሉ ካብ ዕለት 30/1/2012 ዓ/ም እስካብ 10/2/2012 ዓ/ም

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸግ ዕለት 10/2/2012 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 10/2/2012 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይኸዉን

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 VAT ተመዝገብቲ ዝኾኑ

8 ስፐስፊኬሽን እናደመፃእኩም ዉሰዱ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo