ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 ናይ ሽልማት ሰርቴፊኬት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፣ በዚ መሰረት ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቓሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቕመጦ ዝርዝር መግለፂ ስፔስሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኩም ብዝተኣሸገ ኢንቮሎቭ ካብ ዕለት 29/1/2012ዓ/ም ክሳብ03/02/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡15 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 03/02/2012 ድሕሪ ሰዓት 10፡15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10፡30 ኣብ ኣካዳሚ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ይክፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo