ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናነስን ቀፆሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሐት 1 ናይ ክራይ ሚኒባስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፣ በዚ መሰረት ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቓሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ነግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ

2 መኸበሪ ጨረታ ብር 4000.00 ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ካብ 28/01/2012 ክሳብ 12/02/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምግዛእ ትኽእሉ

4እቲ ጨረታ ዕለት 12/02/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10፡00 ይክፈት

4 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo